Tag Archives: hope intertainment…

በሊዕኩም ትኸዱ!!!!!!!! new ethiopian tgrigna comedy beliekum tkedu(በሊዕኩም ትኸዱ)part 3

ሰላም ንዓኩም ይኹን ከቡራት ተከታተልትና እዚ በሊኦኹም ትኸዱ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ኮመዲ ድራማ እዩ። ንሎማዓንቲ 3ይ ክፋሉ ሒዝናልኩም መፂና ኣለና። ሰናይ ምክትታል ቀዳማይ ክፋል ናይዝድራማ ንዝሓለፈኩም=https://youtu.be/Hzf2FPc8uE8 ካልኣይ ክፋል=https://youtu.be/B2l0CaCvEU8 source

በሊዕኩም ትኸዱ!!!!!!!! new ethiopian tgrigna comedy beliekum tkedu(በሊዕኩም ትኸዱ) part 2

ሰላም ከመይ ትኾኑ እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሓና እንዳበልና ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር በሊዕኩም ትኸዱ ዝብል ሓፂር ናይ ትግሪኛ ኮመዲ ሒዝናልኩም ቀሪብና ነይርና። ሕዚ ድማ ካልኣይ ክፋሉ ሒዝናልኩም መፂና ኣለና። ሰናይ ምክትታል ቀዳማይ ክፋል ናይዝድራማ ንዝሓለፈኩም=https://youtu.be/Hzf2FPc8uE8 source