በሊዕኩም ትኸዱ!!!!!!!! new ethiopian tgrigna comedy beliekum tkedu(በሊዕኩም ትኸዱ) part 2

By | 06.05.2019



ሰላም ከመይ ትኾኑ
እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሓና እንዳበልና
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር በሊዕኩም ትኸዱ ዝብል ሓፂር ናይ ትግሪኛ ኮመዲ ሒዝናልኩም ቀሪብና ነይርና።
ሕዚ ድማ ካልኣይ ክፋሉ ሒዝናልኩም መፂና ኣለና።
ሰናይ ምክትታል
ቀዳማይ ክፋል ናይዝድራማ ንዝሓለፈኩም=https://youtu.be/Hzf2FPc8uE8

source