Tag Archives: Asmara Show

ዋዛን ላዛን — Wazan Lazan #1 New Eritrean Audio Comedy

ኦድዮ ኮመዲ — Audio Comedy #1 «ዋዛን ላዛን» ዘርእስታ ኦድዮ ኮመዲና፡ ኣብ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ካብተን ቀዳሞት ኦድዮ ኮመዲ ኰይና ትስማዓና። ኣብ 2004 ድሕሪ ምዝዛማ ብንኡስ ዓቕሚ ኣብ ቅሳኔት ኤሌክትሮኒክስ (ኣስመራ) ክንዝርግሓ ፈቲንና። ዝያዳ ተፈላጥነት ዘሕደረት ግዳ ኣብ ራድዮ ዛራን ራድዮ ሳዋን እያ። ኣዳለውታ ሳሚኤል መንግስትኣብን ይስሓቕ ኣብርሃምን ምስ ኣፍራዪ መንግስትኣብ ካሕሳይን ብምትሕብባር ኢና ኣዳሊናያ።… Read More »

ዝምድና — Zmdna #6 New Eritrean video Comedy

«ዝምድና» video Comedy ኣርእስቲ ናይዛ ኮመዲ፡ በቲ ሓደ ነዛ ትመጻኩም ዘላ ዝውክል እዩ። ብዓቢኡ ከኣ ነተን ኩለን ድራማታትን ዝሓቁፍ እዩ። ንኣብነት «ደብዳቤ» ፡ «ጉድ’»፡ «ተወከፍ»፡ «ማዕቀን»፡ «ለቲና» እንተ ድኣ ተዓዚብናየን ኣብ ውሽጠን እተፈላለየ ዓይነታት ዝምድና ዝሓዛ ኰይነን ንረኽበን። ብመሰረቱ እዛ «ዝምድና» ዘርእስታ ኮመዲ ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ተመርኲሳ እያ ተጻሒፋ። ኣሕዋትና ተኣምራትን ሳሌምን ዝበሃሉ ድማ እዮም… Read More »

ለቲና Letina #5 New Eritrean Video Comedy

«ለቲና» ኮመድያዊ ድራማ ኤደን ሃብተሚካኤል ደራሲት ናይዛ ኮመዲ እያ። ኤደን ኣብ ብዙሕ ሞታታት ዝተዋፈረት ከም ዝነበረት እዝክር። ደራሲት፡ ተዋሳኢት፡ ገጣሚት፡ ኣናውንሰር፡ ኣትሌት፡ ማእከላይ ዳኛ፡ ጋዜጠኛ፡ ስነ-ጠበበኛ., , , ኰይና እጃማ ከተበርክት ኣስተውዒልናላ ንኸውን ዶ? እዛ ‘ለቱ’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝጸሓፈታ’ሞ ንመድረኻት ሲነማ ኣዝመራን ካፒቶልን ኣብ መፋርቕ ቴስዓታት ዘቕረብናያ፡ ፡ «ለቲና» ዝብል ኣርእስቲ ሂብና ንስእልን ኣርትኦትን ካብ… Read More »