Part 1 New Eritrean Film Comedy "ስንባደ ልቢ ምስ ፈተነ" by Medhanie Abay (wedebay) #Milly Alem Presents#



«ስንባደ ልቢ ምስ ፈተነ» ናይ መጀመርያ ኮሜዳዊት ፊልም ኣብ ካርቱም ዝተሰርሐት ኮይና ብ መድሃኔ ኣባይ(ወደባይ/ ሳሚ ወዲ ሹቅ) ተደሪሳ ዝተኣለየት ብ ተማሃሮ ስነጥበብ ቡያ ካርቱም ዝተሰርሕት ኣዛናይትን መሃሪትን እያ። ሃናጺ ዝኮነ ርእይቶ ክትህቡና ንምሕጸን።
New Eitrean Comedy Film 2019
## MILLY ALEM PRESENTS ##

source